መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ዝተፈላዩ ኣቅሑትን ቦልት ኔትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ እተዘርዙ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ተጫቲ መኸበሪ ጨረታ ናይቲ ክፍሊት መአዘዚ ወይ ድማ ስፒኦ 100,000.00 ቅርሺ ንዝወዳደሩ ናይ ኣቅሓ ዓይነት ከተሓሕዙ ይግባእ

3 እቲ ጨረታ 11/02/2013 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ዕለት 12/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ሰነድ ጨረታ እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ካብ መስፍን ቤት ፅሕፈት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ምዉሳድ ይክእሉ

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ መቐለ-0344407374/09 14 74 85 14 / ኣ.ኣ 01 14 70 83 65/0 9 14 72 65 41

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo