ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 1ይ ወያነ ክ/ከ/ከተማ ዝተፈላዩ ዘገልገሉ ንብረት ክሸይጥ ስለዝድለየ ኣብቲ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ሕጋዉያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ደኣንት ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

1 ተጫረቲ ደቀቕትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ካብ ቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንድስትሪን ዝተወሃቦም ዓመት ዝተሓደሰ ብርኪ ትካል ደረጃ

2 ግልፅ ሰርተፊኬትን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዳ/ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 17/ ምልክታ ካብ 28/01/2013 ጀሚሩ ክሳብ 04/02/2013 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 30 ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ መኸበሪ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋፀ ቼክ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ብር 3000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀዉሉ ዕለት 04/02/2013 ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈት ነቲጨረታ ብክፋል ይኵን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካኑኩም ንሕብር

8 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባቢ ጀቡሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 78 52 82 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo