ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ እትደሊዩ እዞም ዝስዕብ ረቋሓታት ብምምላእ ክትጫረቱ ይዕድም

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

1 ናይ 2007 ዓ/ም ወይ ድማ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ቅድሚያ ይወሃብ

2 ቫት ተመዝገበቲ ምኻኑኖም ናይ ቫት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

4 ቲን ቑፅሪ ተመዝጋቢ ምዃኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይቲ ዓመት ዲክላሬሽን ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ምስ ተነግሮ አብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ይአስር

7 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 17/6/2008 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ 27/06/2008Â ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ይከፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝእግድ ነገር የለን

8 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

9 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30.00 ብር ብምኽፋል ካብ ዕዳጋ ክፍሊም ዉሳድ ይካአል

10 ኮሌጅና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዪ

11 ተጫራታይ አብ ዝመልኦ ዋጋ ሰዓራይ ምኻኖም ምስ ተነገሩ ኣታዊ እንተዘይገይሮም ዘትሐዝዎ ናብ ሚለንየም ኮሌጅ አታዊ ይኸዉን CPO

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑ ስልኪ 0344406088/410465 ደዊልካ ምሕታት ይካአል ::

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo