ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም ንከይዲ ስራሕ ካብ ዝተመደበሉ በጀት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ጎማታት መኪናን ፣ ብሽክሌታን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012/13ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ቲን ቁፅሪ ዘለኩም

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓድዋ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረት ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ናየ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፍልቲ ግብሪ ዘለዎን

5 መኸበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ፅሬት5000 ቅርሺ ፣ ጎማታት መኪናን ብሽክሌታን 5000 ቅርሺ ፣ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘሎ

7 ሰነድ ጨረታ  ንመሳርሒ ፅሕፈት ካብ 26/01/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣተዊ ኮይኑ  ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4፡30 ተጫረየቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ  ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ጎማታት መኪናን ፣ ብሽክሌታን  ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣተዊ ኮይኑ  ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት8፡30 ተጫረየቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ ካብ 30 መዓልታት ዘይበልፅ ይከዉን

10 እቲ ቤት ፅሕፈተ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 71 04 66

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo