እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2013 በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት መደበዓ ንሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሎት 2 ናይ ፅሬት መሳርሒ፣ ሎት 3 ናይ ሕትመት መሳርሒ ፣ ሎት 4 ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ፣ ሎት 5 ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ሎት 6 ህንፃ መሳርሒ ፣ ሎት 7 ኣዉቶሞቲቭ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክ እንትጮ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2013 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድኩምን ግብሪ ዝከፈልኩምን፤ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ዘለኩምን ናይዚ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ፤ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ዘለኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2012 ዓ/ም ድክሌረሽን ክተቅርቡ እትክእሉ፤

2 ተጫረቲ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉዝተዳለወ ዶክመንት /ሰነድ/ ዘይምለስ 30.00 ብርብምክፋል ካብ እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ባዕሉኩም ወይ ከዓ ብሕጋዊ ወኪልኩም ክትወስዱ እትክእሉ

3 ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ  1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000.00  ፣ ሎት 2 ናይ ፅሬት መሳርሒ 3000፣ ሎት 3 ናይ ሕትመት መሳርሒ 1000 ፣ ሎት 4 ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ 5000፣ ሎት 5 ኤሌክትሪክ መሳርሒ10000.00፣ ሎት 6 ህንፃ መሳርሒ10000.00 ፣ ሎት 7 ኣዉቶሞቲቭ መሳርሒ10000.00 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስም እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ዝተፅሓፈ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ::

4ተጫረቲ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ እተቅርብዎ ናይ በዓል ዋና ስምን ፌርማን ሕጋዊ ማህተምን ብምዕራፍ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ ብምግባር ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አብ 2 ፖስታ ብምዕሻግ ካብ 26/01/2013ዓ/ም ክሳብ 17/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ክተእትዉ እትክእሉ::

5 ሰዓራይ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ናብ ኮሌጅና ብምቅራ ብባዕሉ/ብሕጋዊ ወኪሉ አቢሉ ብቴክኒክነ ኮሚቴ ፅሬቱ እናተረጋገፀ ንብረት አታዊ ክገብር ዝክእል፤

6 ተጫራታይ ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብደብዳቤ ወይ ብስልኪ ምስ ተለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን መክብሪ ዉዕሊ 10% ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳረ ድማ ኣብ ተከታታሊ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅሊሉ 100% ከቅርብ ዝክእል እንተዘይኣሲሩ ግና ዘትሓዞ መክበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን

10 ናይ ጨረታ ሰነድ በቢሎቱ ኮይኑ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

11 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት 6ተ ወርሒ ዋስትና ክህብ ዝክእል፤

12 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ እዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0918 47 78 55 / 0919-042301 ደዊልከ ምሕታት ይካአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo