ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢን ምምሕዳርን ኣጠቃቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ፅገና ጋረዥ በቢ6 ወርሒ ዝሕደስ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ምእሳር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ናይ ሓምለ ነሓሰ ወርሒ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለሬሽን ዝከፈልሉ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተወሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቕርቡ ዝኽእሉ

3 ተወዳደርቲ  ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ፕሮፎርማ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ

4እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ክሳብ 06/02/2013 ተመሊኡ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ 9፡30 ድማ ይክፈት

4 ጨረታ መኸበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋ ብ ባንኪ በዝተረጋገፀ ቸክ ፣ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ናይ ፅ/መሳርሒ 10,000.00፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን 10,000.00፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ  5.000.00፣ ሞተር ሳይክል10,000.00 ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 5,000.00 ፣ ናይ መኪና ፅገና ጋረዥ 4,000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓ እዋን ንተኸታታሊ 35መዓልቲ ይፀንሕ

6 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 71 04 ምሕታት ይካኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo