ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንዉቅሮ ፣ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ኮንትራት 1 ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲን ናይ ማቴኔላ ምቅራብን ምንፃፍን ስራሕ ብኑኡስ ስራሕ ተቃራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ንደሊ

ኮንስትራክሽን ሱር

1 ተጫረቲ ዓይነት ስራሕ ዝሰርሑ  ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉ  ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዜ ካብ ስራሕ ሰዓት መቐለ ካብ ዝርከብ ናይ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ላጪ ቢሮ ትሬኒግ ማእከል ምዉሳድ ይካኣል

3 ተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ ዝከዉን ስፒኦ ማለት አዉን ቼክ ባንኪ ዋሕስ  25,000.00 ቅርሺ ክተቅርቡ ኣለኩም

4 እቲ ጨረታ 10/06/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ክተቅርቡ ኣለኩም ዕለት 10/06/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30  ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 00 /03 44 40 87 01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo