ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ዲኮር ጎማን ባትሪን ፣ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ን 2013በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ እዚ ዝስዕብ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ሰርተፊኬት መቅረባይነት 2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረጋገፂ ወረቀት ምስክርን ናይ ወርሒ ሓምለ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ካብ 21/01/2013ዓ/ም 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

4 መኸበሪ ጨረታ  ናይ መኪና ዲኮር ጎማን ባትሪን 3000 ቅርሺ፣ ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክአል

5 ጨረታ ዕለት 06/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 77 87

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo