ኣብ ቤት ፅሕፈት ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ፣ ንዞባ ክልል ስታፍ፣ ንቤት ፅሕፈት ጥርዓን ሕ/ሰብ ዉሳነ ምሃብን ፣ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሴ ኢ/ያ ክልል ትግራይ፣ ንቤት ፅሐፈት ሶቖጣ ቃል ኪዳን ፣ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማታትን ናይ መኪና መገያየፅን፣ ኣቅሑ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣

2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ፣

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ፣

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

5 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 03 ክሳብ 19 ንሰነድ ፅሕፈት መሳርሒ 50 ቅርሺ ፣ ንሰነድ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማታትን ናይ መኪና መገያየፅን 100 ቅርሺ፣ኣቅሑ ፅሬት 50 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ይዕድም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ.ስልኪ 03 44 40 64 51

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo