ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንፅሬት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለዝደለየ ብቅዓት ዘለኩምን ኣብዚ ዘርፊ ናይ መከፋፈሊ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳተፍቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ምግዲ ፍቃድን ከቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ቫት ምዝጉቫት ዝኾኑን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ሰነድ ከቕርብ ዝክእሉ

 3 ተጫረቲ ኦርጅናልን ኮፒን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ታክሲ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ብምሓዝ ንዚ ዝተዘጋጀወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 01/10/2020-06/10/2020ዓ/ም/ፈ ኣብ ትካልና ዕደጋን ቐረብን መምርሒ ኮርፓሬት እናቀረቡ ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 01/10/2020-07/10/2020ኣ/ፈ ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ

4 ጨረታ ዕለት 07/10/2020ኣ/ፈ ሰዓ 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ወኮቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ብር 25,000 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ዓሺጎም ብ ስፒኦ ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብ ብ ፖስታ ዘይተዓሸገ ተቀባልነት የቡሉን

6 ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ +251 -03 42 40 02 65 /41 50 74

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo