ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ሕትመት፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳሩ ክዕድግ ወይ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ሰነድ ጨረታ ካብ 18/01/2013ዓ/ም ክሳብ 03/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ወዲ ሳምሩ ዝርከብ ወረዳ ነቅሰገን ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ንበረት መፂኢኩም ክትወስዱ ትክእሉ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገን

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲን መቅረባይነትን

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ንዝኮኑ ናይ ቀረባ ወርሒ ሒሳብዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መኸበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስን ቢሮ ኣቅሑትን 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ፣ ፅሬት ኣቅሑትን ሕትመትን 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 እቲ ጨረታ 03/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 01 26  55 63   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo