ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣብ ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ኣብ 2013 ዓ/ም ዘሐደስኩም

2 እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ : መቅረባይነት ዘሐደሰን ቲን ናምበር መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎም

3 ናይ መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን: ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንክምን ናይ ወርሒ ሓምለ 2013ዓ/ም ሒሳብ ዘወራርድኩምሉ መረዳእታ

5 ንጨረታ መክበሪ ፣ ንኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ፣ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል ::

6 ንሐደ ደክመንት ዘይምለሰ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅ/ትት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ከ/ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ክፍሊ ቁፅሪ 6 ብምግዛእ ክጫረቱ ዝክእል::

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅ/ት ት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝተጠቀዐሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቐሱ አድለይቲ ኮፒን ኦርጅናልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅ/ት ት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ንክትእትዉን ንክትወዳደሩ ነተሓሳስብ፤

8 ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካበ ዕለት ካብ 20/01/2013 ዓ/ም ክሳብ 05/02/2013 ዓ/ም እንትከዉን 4:00 ናይ ንጉሆ::

9 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሽገሉ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4:10 ናይ ንጉሆ::

10 ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 05/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም

11 ቤት ፅ/ትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

12 እቲ ዝሰዓርክምዎ ዝርዝር ንብረት ናብ ቤት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ መጓዓዝያ ሓዊሱ ዘቅረብ፤

13 ኣብቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን ወይ መግለፂ ምንካይ ወይ ምቅያር ምስራዝን ኣይፈቀድን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ 0344-460665 /1121 ብምድዋል ይሕተቱ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo