ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮን ገዛን መላት ዉን ፈርኒቸር :ስፔር ፓርት : ኮምፒተር ላፕቶፕ ፋክስ ማሽን :ህንፃ መሳርሒ ክዕድግን ከሕትምን ስለዝደለየ ግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ

1 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቅረባይነትን ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበርን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ዲክለረሽን ከቀርቡ ዝኽእሉ

3 ተጫረቲ ናይ መኽበሪ ጨረታ

  • ናይ መኪና መለዋወጢ ብር 2000
  • ናይ ህንፃ መሳርሒ ብር 5000
  • ሕትመት ብር 1000
  • ናይ ኮምፒተራት ኣክሰሰሪን ፋክስን 1000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ አለዎም

4 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩሜንት ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ቢሮ ቁፅሪ 115 ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/06/2008 ዓ/ም Â ክሳብ 30/06/2008 ዓ/ም Â Â ሰዓት 3:30 ብስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከአል

5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 15/06/ 08 ዓ/ም

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/06/08 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ

7 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 30/ 06 /08 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ከይተረከቡ ተተሪፎም ጨረታ ካብምክፋቱ አይተአጓጎልን

8 እብቲ ጨረታ ዘሸነፈ ዉዕሊ ክኣስሩ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10% ብስፒኦ ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ በጨግቡእ አለዎም

9 በቲ ጨረታ ዝተሰዓሩ መቅረብቲ ወይ ግልጋሎት ወሃብቲ ጨረታ ኣናሊስስ ምስ ወሰአን ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕሊ ምስአሰረ ዘተሓዝዎ ናይ ጨረታ መኽበሪ ይምለሰሎም

10 ጨረታ ሰዓራይ መቅረቢ እቲ ንብረት ዉዕል ካብ ዝአሰረሉ ማዓልቲ ጀሚሩ ንፈርንቸር ኣብ ዉሽጢ 45 ን ስፔር ፓርት 15Â ንኮምፒተራት 15 ንሕትመት 30 ንህንፃ መሳርሒ 20 መዓልቲ አታዊ ዝገብር

11 ተጫራቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ፅሬቶም ዝሐለዉን ኦርጅናል ምኻኖም አረጋጊፁ ከመለእ ይግባእ

12 ካብቲ ዝተቐመጠ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ካሊእ አማራፂ ተባሂሉ ዋጋ ከቐምጥን ኣብቲ ስፐስፊኬሽን ንብረት ምቅማጥ ኣይፍቀድን Â ተተቀሚጡ ድማ ዉድቂ ከዉን

13 ዝተቐመጠ በዝሒ 20 % ክዉስክን ክቅንስን ይክእል

14 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ተጫራታይ ዘቅርቦ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝሐወሰ ወይ ዘይሐወሰ ማኾኑ እንተዘይተመላኺቱ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ሓዊሱ ከምዘተመለአ ይቑፀር

16 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 45 መዓለቲታ ይከዉን

17 ተጫረቲ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ዋናን ቅድሕን ዝብል በበይኑ ብምግባር ከቅርቡ አለዎም

18 ጨረታ ዘሸነፋ መቅረበቲ ንዝሰዓርዎ ኣቕሓ መጓዓዓዚ መልዓልን መራገፍን መገጣጠሚ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ናብ ቤት ዕዩና የቅርቡ ከምኡ ድማ ናይ ቫት ዊዝ ሆልዲንግ 15 % አብ ቤት ፅሕፈትና ነትርፍ ምካና ንግልፅ

19 ከይዲ ጨረታ ብዘይአግባብ ምዛብዕ ምሙካር ብሕጊ ዘሕትትን አብ ዝኮነ ጨረታ ክሳብ ምእጋድ ስጎምቲ ዘስዕብ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

20 ቅድመ ክፍሊት ምሃብ አይፍቀድን

21 ዝወስድክምዎ መምርሒ ጨረታ ብምሉኡ ማሕተም ተገይርዎ አብ ዋና ሰነድ ከታሕዝ አለዎ ሙሉእ ሰነድ ዘየተሓዘ ተቀባልነት የብሉን

22 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401209 ምድዋል ይከአል እዩ

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo