ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ ረቃሕታት

1 ናይ ዘመኑ ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ ፣ መረጋገፂ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ቲን ናምበር ዘለዎም ከምኡ እዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ወረቀት

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ

3 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 10,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ፋይናንሻል ከልተ ሰነዳት ከምኡ እዉን ሰነድ ብዘተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ቢሮ ቁሪ 09ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ካብ 21/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 ተካታተልቲ መዓልትታት ኣብ ኣየር ዝፀንሕ እንትኸዉን 06/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

6 ሰዓራይ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር መዐቐኒ መሰረት እቶም ንብረት ከቀርብ ኣለዎ

7ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 24 44 04 71/ 03 24 40 04 75

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo