ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ን ፕሮጀክትታት ዝዉዕል ኣስፋልት ፒትመንን ካተር ፕላር ስፔር ፓርትታትን ንዕለት 25/01/2013ዓ/ም ዝክፈት ኣብ ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ግልፂ ጨረታ ስለዝወፀአ ክትወዳደሩ እትደልዩ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ

 ተጫረቲ

1 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምፋክል ሰነድ ጨረታ ኣብ መቐለ አብ ዝርከብ ላጪ ክፍሊ ዕደጋ ምዕዳግ ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo