ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንኮሮም ሰቆጣ ዓብይ ዓዲ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ኮንትራት 1 ኮሮም ላሊበላ መገንፀሊ ኩንትራት 3 ኣበርገለ ኣግበ ን ሆቴል ኣብርሃ ካስትልን ማለት እዉን መቐለ ናይ ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስትጌት ስራሕ ብኑኡስ ስራሕ ተቃራፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ

1 ናይዚ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ማለት እዉን ቲን ናምበር ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብነት መረዳእታታት ምስቲ ሰነድ ቅዳሕ ከተሓሕዝ ይግባእ

2 ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ኣብ መቐለ አብ ዝርከብ ላጪ ክፍሊ ዕደጋ ዓዲግኩም ክትሳተፉ ይዕድም።

3 ተጫረቲ ካብ ትካልና ዝተወሃቦም ዋና ቅጥዒ ጥራሕ ተጠቂሞም ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዋጋ መሊእኩም ፈርምኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ጀሚሩ ክሳብ 25/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ስራሕ ሰዓት ቦታ ኣብ መቐለ ላጪ ዝርከብ ክፍሊ ዕደጊት ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከተእትዉዎ ይግባእ

4 ተጫረቲ ናይ መከበሪ ጨረታ 25,000 ቅርሺ ብስፒኦ ምስቲ ሰነድ ብፖስታ ተዓሺጉ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ግዜ ከቕርብ ኣለዎ

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ 25/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም አዛብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

6እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 00/ 03 44 40 87 01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo