ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ንባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ባንኮኒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ወይ ቲኦቲ ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ፤

2 ተጫረቲ ካብ ዘቕረቦ ጠቕላላ ዋጋ 5,000.00 ቅርሺ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝኽእል ካብ 2% ዝነኣሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ይስረዝ

4 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 18/01/2013 ዓ /ም ጀሚሩ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ቤት ፅሕፈት 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 200 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 ናይ ጨረታ ደክሜንት ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ አታዊ ዝገብረሉ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት18/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 03/02/2013ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ይኸዉን

6 እቲ ጨረታ ዕለት 03/02/2013 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክሰዩን ማሕበር ኣብ ይከፈት

7ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት 10% መኸበሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ5መዓልቲዉዕሊ ኣሲሩ

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10 ተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕ ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo