ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ን 2013 በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝረከቡ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ሕትመት ፣3 ኣቁሑት ፅሬት ፣ 4አቁሑት ኤሎክትሮኒክስ ፣ 5 ፈርኒቸራት ፣ 6 ናይ መኪና ሰርቪስ ጋራዥ ብዘርፉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ዉዕሊ ክኣስርን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዛታ

1 በቢ ዘርፉ ናይ 20121ዓ/ም ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ፣

2 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎም

3 ኣብ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዝተመዝገቡ ምካኖም እቲ ጋራዥ ድማ ዝተሓደሰ ኢንሽራንስ ዘለዎን ቀዋሚ ዝኮነ ብርኪ 3ተ ዝኮኑ

4 ናይ ሰነ 2012 ሒሳብ ዝገበሩሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

5 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብ ጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 አቲ ዝኣስርዎ ዉዕሊ ካብቲ ከይፈፀምዎ ዝተረፈ ጠቕላላ ናይቲ ዉዕሎ ዋጋ በቢ መዓልቲ ሓደ ካብ 1000 ዘቅፃዕ ኮይኑ ጠቅላላ ቅፅዓት ክሳብ 10 ሚኢታዊ ከይተፀበየ አቲ ቤት ፅሕፈት ዉዕሊ ዝስርዝ ምካኑ

7 በዝሒ ዝግኣዝ ንብረት ብ20 ሚኢታዊ ከቅንስ ወይ ክዉስክ ይክእል አዩ

8 መከበሪ ዉዕሊ ካብቲ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብባንኪ ዘተረጋገፀ ብስፒኦ ከትሐዘ ዝክእል

9 ተወዳዳረቲ ሰዓራይ ካብ ምካኑ ከብ ዝተገለፀሉ ማዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክአለ

10 ጨረታ ዋጋ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን45 ተከታታልቲ መዓልትታት ፀኒዑ ይፀንሕ

11 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ 2 ዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ ኣለዎ

12 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ትራናፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ

13 ዝረዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ዛታ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ብምምፃእ ዘይምለስ 50 ቅረሺ ብምክፋል ካብ 19/01/2013ዓ/ም ክሳብ 10/02/2013 ምዉሳድ ትከአሉ

14 ጨረታ 10/02/2011 ንጉሆ ሰዓት 4፡00ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ቤት ማዛጋጃ ዛታ ይክፈት

15 ቤት ፅሐፈትና ዝሓሸ መማረፂ ዝእንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ነ

16 ተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁ 09 14 48 39 16 /09 55 00 31 86 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo