ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ዝተፈላለዩ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምናን ፣ ናይ ተሓከምቲ ምግብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል ዓድዋ

1 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ መቅረባይነት ዝተሓደሰ ዘለዎም ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 11/01/2013ዓ/ም ክሳብ 27/01/2013ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 27/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደ/ከ/ስ/ምም/ር/ን ይክፈት

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 1000.00 ቅርሺ ንመድሓኒት ፣ ንምግቢ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያን መራገፍን ዘቅርብ

6 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 71 23 26 ደዉልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo