ኤጄንሲ ፕሮሞሽን ምህርቲ ዕደጋ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ መቕረብቲ ተወዳደርቲ እናዓደምና

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 18/01/2013ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይዕፀዉ

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/01/2013ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30

3 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ መቕረባይነት መረዳእታ ምስቲ ፕሮፎርማ ኮፒ አተሓሒዙ ከቕርብ አለዎ

4 ማህተም ዝዓሮፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 50 30

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo