ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃን ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ በዓል ዋና ጥዕና ክልል ትግራይ ዝኮነ ኣብ ጣብያ ዓዲቀበቀሊ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ሓደ ብሎክ ወይ ድማ ህንፃ MCH1 ኣብ መላእ ትግራይ ትርከቡ ብደረጃ 8ተ BC/GC ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ዓዴት

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደኣንት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተወሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት

2 ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ሽም ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ኮንስትራክሽን ማለት ተካናታራይነት ብቅዓት ምዝገባ ወረቀት ተመዝጋባይነት ከፋሊ ግብሪ

3 ናይ ወረቀት መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ 2012ዓ/ም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ምስክር ወረቀት ዘቅርቡ

4 መኸበሪ ጨረታ 10,000.00 ቅርሺ ጥራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ብሔራዊ ባንክ ኢ/ያ ወይ ካብ ዝተፈቀዶሎም ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ፕሮጀክት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 545 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚመም ከረክቡ ኣለዎም

6 ተጫረቲ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ዓዴት ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ኮፒ እናገበሩ  ካብ 15/01/2013ዓ/ም ምዉሳድ ይክእሉ እዮም

7 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ክሳብ 04/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ብምእታዉ እቲ ጨረታ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03  45 57 03 32

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo