ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሻ ካብ መደበኛ በጀት ን 2013ዓ/ም ኣብ ከተማ ዳንሻ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ንዝርከቡ ቀለብ ባኒ አወዳዲሩ ክምግብን ከምኡ እዉን ናይ ከተምኡ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕላ ተሽከርከርቲ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ፅገና ጋረዥ ከካይድ ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሻ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት

2 በቲ ዘፈር ቲን ናምበር ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ጉንበት 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራርድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

4 ፅገና ጋራዥ ካብ ደረጃ 2ተ ንላዕሊ ዝኮንኩም

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 14/01/2013ዓ/ም ክሳብ 28/01/2013ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሻ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

 6 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ፣ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ጨረታ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ መዓልቲ ይክፈት

8 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን 35 መዓልታት ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 08 39 86 /09 32 21 94 09

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo