ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራያ/ጨርጨር ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ በቲ ዘርፈ ዝተመዝገበ

2 መፍለዩ ቲን ናምበር ከፋለይ ግብሪ ዘለዎ

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮና ብእዋኑ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ 15/01/2013ዓ/ም ክሳብ 29/01/2013ዓ/ም ይከዉን

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽዉን

6 ተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራ/ጨርጨር ምዉሳድ ይካኣል

8 ሰዓራይ መኸበሪ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ኣለዎ

9 እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 16 80 01 /09 14 14 48 37

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo