ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ በጀት 2013ዓ/ም እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅገና ግልጋሎት/ ኤሌክትሮኒክስ/ ን ክ/ከተማታትን ዞባን ቤት ፍርዲ ዝዉዕል ናይ ፅገና ኣጎልግሎት አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ

2  ናይ መቕረብቲ ሰርተፊኬት ከቕርብ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይኸዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10፡00 ይኸዉን

6 ቢሮና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 51 65 /03 44 40 50 93

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo