ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑ ክዕድግ ይደሊ / ኣቃፊ በዓል ሓፂን ኬንት በዝሒ 100፣ ፍላሽ ሚሞሪ 4/

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ

2  ናይ መቕረብቲ ሰርተፊኬት ከቕርብ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ይኸዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይኸዉን

6 ቢሮና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 51 65 /03 44 40 50 93

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo