ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ክፍለ ከተመኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑ ናይ ወርሒ ነሓሰ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ንፅሬት 1500 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስተረጋገፀ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

4በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ብ/ምም/ርን ኣብ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 4 ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

5 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 57

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo