ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈትና ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፕላፒንግ ማለት እዉን ቡምቧ ኣቅሑ ፣ ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፓምፕ ናይ ማይ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

ወርዒ ለከ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ ህንፃ መሳርሒ ስራሕቲ ንምቅራብ ፍቃድ ዘለኩምን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕድጊት ናይ ምስታፍ ፍቃድ ወይ ዝተሓደሰ ምስክር መቅረባይነት ዘለኩምን

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ኣተዊ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ቅርሺ ብሽም ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ዝተሰረሐ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ 11/01/2013ዓ/ም ክሳብ 29/01/2013ዓ/ም 2፡30 ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሕ እንትከዉን ኣብ ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ር/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 3ተ ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትዕድጉ እናሓበርና ዕለት 29/01/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡00 ይክፈት

5 ሰዓራይ ምኻኑ ምስ ፈለጠ ዉዕሊ ዝኣስረሉ ኣብዚ ቅጥዒ ተተሓሒዙ ዝቀረበ እንትከዉን ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳርን ዉዕሊ መኸበሪ 10 ሚኢታዊ ከትሕዙ ይግባአ

6 እቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓለቲ ኣተዊ ከገበሩ ኣለዎም

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ03 46 00 64 /0 9 24 2 08 23

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo