ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ዕዳጋ ዓርቢ

1 ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኮፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ምስክር መቕረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን በቢ ወርሑ መረዳእታ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ዝተዳለወ ጨረታ ካብ 12/01/2013ዓ/ም ክሳብ 27/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ምዉሳድ ትክእሉ

5 ጨረታ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ይክፈት

6 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት 3000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን3000 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 ሰዓራይ ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ይግባእ

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 45 መዓልቲ ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 43 46 06 52

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo