1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት፣
3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
5 ፕሮፎርማ ካብ 11/01/2013ዓ/ም ክሳብ 13/01/2013ዓ/ም ሰዓት 06፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ መዓልታትን ሰዓትን ይከዉን
6 ፕሮፎርማ ዕለት 13/01/2013ዓ/ም 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት
7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 45 59 99 19