ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓወልቲ ናይ ክፍለ ከተማና ዝርከብ ን 2013ዓ/ም ዓ/ም ናይ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቐን ከተማ ሕርሻ /መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓወልቲ

1 በቲ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ተወዳደርቲ ቲን ቁፅሪ ሰርተፊኬት ኮፒ ኦርጅናልን ፣ ቫት ዝተመዝገብኩም  ዲከለር ዝገበርኩምን ናይ 2012/13ዓ/ም

3 ናይ ወርሒ ነሓሰ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ብኮፒ ክተሓሓዝ ዝኽእል ንቫት ተመዝገብቲ

4 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ክሳብ 28/01/2013ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ቤት ማዛጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስ 3ይ ደብሪ ምግዛእ ይከኣል

5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሽዑ 8፡30 ዝክፈተሉ ይኸዉን

6 ናይ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቀ ከተማ ሕርሻ መከበሪ 10000 ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይካኣል

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 66 27  

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo