ናይ ማ/ወ/ኮ/ማ/ድ/ወ/ዕድጊት ብናይ 2013 በጀት ዓመት ዓመት ንቤት ዕዮኡ ዝኮኑ ዝተፈላለዩ ናይ ኣናእሽተይ መኪናን ኣይሱዚ መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማ/ወ/ኮ/ማ/ድ/ወ

1 ተጫራቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምቕራብ ዝኽእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ምቕራብ ዝክእል

4ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ምቕራብ ዝኽእል

5 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈለ ካብ እቶት ጉሙሩኽ በዓል ስልጣን ኣብ ጨረታ ንኽሳተፍ ዝተወሃቦ ምስክር ወረቀት ክሪላንስ ከቅርብ ኣለዎ

6 ተጫራቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ ከይሓወሱ ንበይኑ ከቀምጥ ኣለዎ ከምኡ እዉን ቫት ንበይኑ ብምቅማጥ ንታሕቲ ብትክክል ጠቅላ ዋጋ ድምር ከቕመጥ ኣለዎ

7 ተጫራቲ ንጨረታ መኸበሪ 60006.25/1009 / ሽድሽተ ሽሕን ሽድሽተ ብርን 25/100/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ምትሓዝ ዝኽእል

8 እቲ ጨረታ ሳዓራይ ዝኾነ ድርጅት ዉዕሊ ክኣስር ከሎ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቕላላ ዋጋ 10 መኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ናይ ምትሓዝ ግዴታ ኣለዎ

9 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

10 ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማእኸላዊ ስታቲክስ ኤጄንሲ መቐለ ቅርንጫፍ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ማ/ወ/ኮ ጨረታ ኣብ ዝተዓፀወሉ ብዕለት 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

11 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  09 01 96 20 40 /09 63 49 76 00

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo