ወረዳ ራያ ዓዞቦ ቤት ፍርዲ ናይ ሕትመት ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፍርዲ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፈቃድ ዘሐደስኩም

2 ቲን ናምበር ፎቶ ኮፒ

3 መቕረባይነት ተመዝጋቢ ምኻኑ

4 ምስ አሸናፊኩም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

5 ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይኖም ምስ ቫቱ ሓዊሲኩም ክትመልኡ ኣለኩም

6 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ክሳብ 11/01/2013ዓ/ም

7 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 64 02 53/09 52 68 55 80 / 09 12 70 97 75

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo