ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ን 2013 በጀት ዓመት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምር/ዞባ ደቡብ ትግራይ

ስለዚ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒን ከቕርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል

3 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ናይ ሓምለ 2012ዓ/ም ቫት ዲክልሬሽን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም ዘይምለስ 30.00 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒን ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 84 መፂእኩም ክትገዝኡ ትክእሉ፤

6መከበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ሽሕ ብሲፒኦ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

7እቲ ጨረታ ዕለት 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡45ይክፈት፡

8እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 47 77 00 09/03 47 77 08 68/

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo