ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ግልጋሎት ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲይ ተዘርዚሮም ዘለዉ ዝተፈላለዩ ዓቀን መጠንን ዘለዎም ዘገልግሉ ናይ ማይ ትቦታትን ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ካላማደርያን ፣ ካልኦት ብዝርዝር ዝተቐመጡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ አትደልዩ ናብ ትካልና ቤት ፅሕፈና እቲ ንበረት ብኣካል ብምርኣይ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ካብ ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ማየን ፈሳስን ንብረት ምም/ር ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ካብ 07/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 26/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ሰነድ ጨረታ እናመፃእኹም ክትወስዱ ክትዕድጉ ከም እትክእሉ እናገለፅና ተጫረቲ እዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ከመልኡ ኣለዎ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ

1 ተጫራታይ ቅድሚ ሰዓራይ ምኻኑ ንናይ እቶም ዝዉገዱ ዝርዝር ንብረታት ብር 3000 መኸበሪ ጨረታ ብቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

2 ተጫረቲ ንዝጫረትዎ ንብረት ብፖስታ ብምእሻግ ናብ ሳፁን ከኣትዉ ኣለዎ

3 ኣብቲ መምልኢ ወረቀት ሰነድ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቐባልነት ከም ዘይብሉ

4 እቲ ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ 07/03/2013ዓ/ም ክሳብ 26/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ክፍቲ ኮይኑ በቲ ግዜ ንሱ ልክዕ ሰዓት 4፡15 ደቂቃ ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

5 ተጫራታይ እቲ ጨረታ ኣሸኒፍካ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ የልዕል

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 01 62

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo