ብሽም ኣፈ/ተከሳ ኣይተ ደስታ ገ/ኪዳን ሓጎስ ዝፈለጥ ቦታን ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ዝርከብ መዋሰኒኡ ብምብራቅ ብምዕራብ መንገዲ ብሰሜን ብደቡብ ስፍሓቱ 175 ካ/ሜትር ኮይኑ ብመበገሲ ዋጋ ብር 10498/17.12/ ሓደ ሚሊዮንን ኣርባዓንን ትሽዓንተን ሽሕን ሽድሽተ ሚኢትን ሰብዓንን ሸዉዓተ ቅርሺ ነጥቢ ዓሰርተ ክልተ ሳንቲም/ ኮይኑ ቤት ፍርዲ ክጫረት ስለዝኣዘዘ ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት ድማ 17/02/2013ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 ክሳብ 6፡00 ኮይኑ ኣካል እንተሃልዩ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜን ቦታ ተተረኪቦም ንክጫረቱን ሰዓራይ ጨረታ ድማ 25% ከትሕዝ ዝክእልን እተ ዝተረፈ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ጠቅሊሉ ክከፍል ዝክእል ምኻኑ ሓወልቲ ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (49)
- ኮንስትራክሽን (682)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3422)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (145)
- ሕርሻ (330)
- ህንፃ መሳርሒ (1584)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1301)
- ምምካር (122)
- ትምህርቲን ስልጠና (154)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1445)
- ምግብን መስተን (304)
- እግድ (20)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
- ፈርኒቸር (1052)
- ጥዕና (222)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (256)
- ፅገና (583)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (273)
- ምስሊን ቀረፃን (15)
- ስራሕቲ ሕትመት (1374)
- ስራሕቲ ምልላይ (60)
- ክራይ (567)
- መሸጣ (830)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (62)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (793)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (396)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (315)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (499)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (206)