ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንተሃነፅቲ ሕጊን ተጠርጠርቲ እስራትን ዝምግብ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከመግብ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘፈር ንግዲ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎምን :አብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡን :ብተወሳኪ ዘተሓተደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን

2 ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ክኮኑ አለዎም

3 ብትወሳኪ ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉን

4 ተጫረቲ ዝወዳደርሉ መወዳደሪ ዋጋ ብዘይ ስርዝ ድልዝ መሊኦም ብኑፁር ሽም :አድራሻ :ፊርማን :ማሕተምን ትካሎም ገይሮም ብዝተዓሸገ ፖሰት ከቅርቡ ዝክእሉ

5  ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 05/01/2013ዓ/ም ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30ቅ/ቀትሪ ይክፈት

6 ንሓደ  ተሃናፃይ ኣብ መዓልቲ 22 ቅርሺ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክሱ ንወርሒ ድማ  660 ቅርሺ ምኻኑ ፈልጢኩም እትወዳደሩ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 1 ምዉሳድ ይክእሉ

8 መከበሪ ጨረታ 20,000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ጨረታ ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ዝፈተነ ተጫራታይ ስጉምቲ ዝወሰደሉ ምካኑ ዘትሐዞ ሲፒኦ ከምዝዉረስ ክፈልጥ አለዎ

10 እቲ ማእከል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 06 31/ 0944 48 08 59  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo