ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ አሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

በዚ መሰረት አብዚ ጨረታ ክትሳተፍ እትደለዩ ተወዳደረቲ እተማልአዎ ሮቕሓ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎም መፍለይ ቑፅሪ / TIN/ ዘለዎም መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ቫት ዝተመዝገብክመሉ መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ከምኡዉን ወርሓዊ ዲክላሬሽን ከተቅርቡ ትክእሉ

2Â መክበሪÂ ጨረታ

 ብር 3000. 00 /ሰለስተ ሸሕ / ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ::

3Â Â ዋጋ ሰነድ ጨረታ

ዘይምለስ ብርÂ 20.00 /ዒስራ ብር / ብምኽፋል ጨረታ ሰነደ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይÂ ደጋፊÂ ኸይዲ ስራሕÂ ዕዳጋ ፋይናንስንÂ ምምሕዳር ንብረትን Â ቢሮ ቑፅሪ 22Â ካብ ዕለት 09/ 06/ 2008 ዓ/ም ክሳብ 28/06/ 2008 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ Â

4Â ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት

   4.1 እቲ ጨረታ ዕለት 28 /06/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:20 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ልዕል ኢሉ አብ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይኽፈት::

5Â ቢሮና ዝዕድጎምÂ አቐሑት ከምኣድላይነቱ 20 % ናይ ምዉሳክ ወይም ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

6 ኣብዚ ጨረታሰዓራይÂ ዝኮነ ካብ ዘሸነፎ ጠቅላላ ዋጋÂ 10 % አትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7 ተጫረቲ እተቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊስኩም ክተቅርቡ አለኩም

8Â ሰዓራይÂ ንዘሽነፎም አቐሑት በቲ ዝወፀ ስፐስፊክሽን መሰረት ኦርጅናል አቁሑትÂ ምኮኖምÂ ምስተረጋገፁ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብር::

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

 ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮና ዝርከበሉ ፊት ለፊት ኣግአዚ ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል ::

 ስቑ  0344 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo