ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ን2013 ዓም ንናይ ከተማ ሸራሮ ሓምለዎት ቦታታት ካብ ክሬቸር ማይ እንዳጋዓዓዘ ከስቲ ዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ክራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ኣብ ናይ ፋይናንስ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ዘቅርብ

2 ናይ 2012 ዓም ፍቃድ ንግድ ዘሐደስኩምተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ወረቀት ምስክር መቅረባይነት እዉን ከቅርብ ዝክእል

3 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምሰናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ዓሺግኩም ኣብ ሳፁን ጨረታ ክተእትዉን ዋና መረዳእታኩም እተቅርቡን

4 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝኮዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 6000 ቅርሺ ከቅርብ ዝክአል

6 ሰዓርቲ ምካንኩም ምስፈለጥኩም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓለቲ ዉዕሊ ትኣስሩ ካብ ዝሰዓርክምዎ 10% ተትሕዙ

7 ሰነድ ጨረታ 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽራሮ ምዉሳድ ይከኣል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ 04/01/2013 ዓም ክሳብ 18/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ክትወስዱ ንዕድም

9 ሳንዱቅ ጨረታ 09/ 01/2013ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 32 037840

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo