ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ቤት ፅ/ት ሕርሻ ዝርከብ 200 ኩንታል ሲሚንቶ ብናይ ገጠር ሰፍትኔት ሓገዝ ኣብ ክፈለ ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ናይ ካል መስኖ ልምስራሕ ኣብ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ዝተገዘአ ኣብ ዒላላ መጋዝን ዝርከብ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ተጫረቲ ዝተሓደሰ ናይ ነባራይነት መለለይ ካርድ ማለት መታወቅያ ከቅርብ ዝኽእል

2 ዝኾነ ይኹን ፍቓድ ንዘለዎም ድማ ናይ ዘመኑ ግብሪ ብምኽፋል ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ደኣንት ንዝኾኑ ድማ ዝተሓደሰ ናይ ደኣንት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉ

3ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 08 ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 30 ብ ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ሲፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ብር 2000.00 ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይኽፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo