ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2012 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ

ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን ናምበር ዘለዎ

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ዝገበረ

3 VAT ዝረመዝገቡ ክከዉን አለዎ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 04/13/2012 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 11/01 /2013 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 11/01/2013 ዓም ሰዓት 4:30 ይክፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝክእል ምካኑ

6 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ስፒኦ 3000 ብር ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ካብ ምምሕዳር ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 12 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

16 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400030 / 0344406078/ 0344411808 /091476181

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo