ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ቤትፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ: ናይ ሞተር ሳይክል መዋወጢ ኣቁሑት :ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍ ኣቁሑት ናይ ዘርኢ አግራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋዉያን ተጫረቲ

  1. ኣብቶም ዝተዘርዘሩ ዘፈራት ንግዲ ሕጋዊ ናይ ኣቕርቦት ንግዲፍቃድ ዘለኩምን አብዚ በጀትዓመት ዘሐደስኩምን ወይድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም
  2. ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪ/ቲንÂ /ካርድዘለኩም ዝተሐደሰ ናይ መቀርባይንት ካርድ ዘለኩም
  3. ብዜካ አብ ፅሬት መሳርሒ ኣብ ካልኦት ዝተጠቀሱ ዘፈራት ቨት /ዝተመዝገብኩምን/ ሰርተፊኬት ዘለኩም ክትኮኑ ይግባእ ናይ ወርሓዊ ዲክሬሽ ንናይ ዝሐለፈ ወርሒ /ጥሪ / መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ ንሐደ ዶክሜንት ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረትምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 08/6/2008 ዓ/ም ክሳብዕለት 23/6/ 2008 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒኡን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምላእ ነዚ ተባሂሉ ዘተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል:;
  4. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለትÂ 23 /6/2008 ዓ/ምÂ ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓትÂ 4:30Â ድማ ተጫረቲ ወይድማሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተዘይሃለዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይኽፈትን ይግምገም::
  5. Â Â ተጫረቲ ቅደሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን
  • ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ /Â ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ንፅሬት መሳርሒ ብር 2000 /ክልተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትÂ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ /Â ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍ ኣቁሑት ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ /Â ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ናይ ዘርኢ አግራባት ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  1. Â ተጫረቲ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾኑን ተቐባልነት አይህልዎን::
  2. ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ ተጫራቲ ሰዓረይ ምኮኑ ካብ ዝተነገረሉ ኣብዉሽጢÂ 3ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይአሲሩ ዘተሐዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ይኽዉን::
  3. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ብስ/ቁÂ 0344430357Â 0931726542 ምሕታትይከአል2016-03-02

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo