ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ኣቁሑ ሕትመትን፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ

1 በቲ ዘፈር ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ  ቅዳሕ ዘተሓሕዝ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩምን፤

3 ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

4 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ ዝሐደሰን፤

5 ኩሉ ዝተሐተተ መረድእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ ዝተማልአ ሰነድ ጨረታ ብፖስታ ዓሺጉ ከቅርብ ዝኽእል፤

6 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ ዉሕስና  ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000.00 ( ሓሙሽተ ሽሕ) ቅርሺ  ንኣቁሑ ፅሬትን ሕትመትን 3000.00 ( ሰለስተ ሽሕ) ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ጨረታ ካብ 02/13/2012 ዓ/ም ክሳብ 12/01/2013 ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 እቲ ጨረታ 12/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይክፈት፤

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘቀረበ ንብረት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክ ወይ ምንካይ መሰል ኣለዎ፡፡

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346-610255 /03 46 61 00 08ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo