ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ 2013 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቂሉ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፀሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ሃገረ ሰላም

ምድብ 1 ሃለቅትን ቐወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት

ሎት 2 ናይኮምፒተርን ኣቅሑት ተዛመድትን /ኤሌክትሮኒክስ

ሎት    3 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት

ምድብ 4 ናይ ቢሮ ቀወምቲ ኣቅሑት / ፍርኒቸር

    ምድብ 5 ናይ ጎማ መኪና

     ምድብ6   ናይ ፅሬት ኣቅሑት

ምድብ 7 ናይ ሞተር ኣቅሑት    ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁሪ ቲን ሰርተፈኬት ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ ሴት ታክስ ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርተፈኬት ናይ ሰነ 2012 ዓም ቫት ድክሌሽን ዝገበረሉ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

4 ተጨረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ እንተዘይኮይኑ እቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ከም ዝሐወሰ ገይርካ ይዉሰድ

5 በቲ ዝርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

6 ናይ ሕድሕድ ደኩመንት ኦርጅናል ኮፒን ብ2ተ ፖስታ ብሽምዒ ዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ 10 ሚእታዊ ሕጋዊ ዝኮነ ባንኪ ዝፈለጥ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መፀዕንን መራገፈን ዋጋ ኣጎዓዒዞም ናብ ቤት ፅሕፈትና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሐተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል

8 ናይ መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድዝል ዘብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

9 ተጫረቲ ንዝዳለወ ዝርዝር መመርሒ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ንምድብ 1 ንምድብ 2 ምድብ3 ምድብ 4ን ምድብ 5ን ምድብ 6ን 7ን ምድብ8ን ንዝለዉ ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 እናከፈሉ ካብ ቤት ሕፅፈት ልምዓት እቶት ምም/ርን ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 3 ካብ 2/13/2012 ዓም ክሳብ 11/01/2013 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜያት ኣብ ናይ ስራሕ  ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ጊዚኡ ክወዳደር ይክእል

10 ተጫረቲ ናይ ዉሕስና መከበሪ ንሕድሕድ ጨረታ ሎት 2 ሎት 3 ሎት 4 ሎት 5 ብር 5000 ብር ጥራሕ ንሎት 6 ሎት 7 ሎት 8 ብር 3000 ብሽም ቤት ፅሕፈትና ልምዓት እቶት ምም/ርን ፋይናንስ ከተማ ሃ /ሰላም ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ናብ ዝተደለወ ናይ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ክቀርብ ዝክእል

11 እቲ ጨረታ ዕለት 12 /01/2013 ዓም ልክዕ ሰዓት 40:0 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ሰዓት ንሱ 12/1/2013 ዓም ሰዓት 4:30 ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሐፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ከተማ ሃ/ሰላም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንበረትን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቤት ፅሕፈትና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 ሚእታዊ ክቅንስ ወይ ክዉስክ ይክእል እዩ

14 ሰዓራይ እቲ ዝቅርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

15 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0343390491 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo