ቢሮ ሲቨል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዳይራክተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓም ናይ ኮድ 4-11022 ትግ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ

ተቁ

ዓይነት ንበረት

መግለፂ

ሞዴል

መዓቀኒ

በዝሒ

ኣዲስ ጎማ ምስ ካላማደሪያ ነዊሕ ባልቦላ

7.50*16

HZj 105L

ቁፅሪ

02

1 ናይዚ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለኩም ከምእዉን በቲ ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ቢሮና ብዝቀመጦ ዝርዝር መግለፂ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂእኩም ብሽምዒ ዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 2/13/2012 ዓም ክሳብ 05/13/12 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ጊዜ ናብ ቢሮ ሰቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ወይዘሮ ህንፃ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 008 ኣታዊ ትገብሩ ትክእሉ

3 እቲ ፕ/ጨረታ ዕለት 05/13/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ሲቨል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 034 4 40 2431 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo