ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/13/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00ተዓፅዩ ዕለት 02/13/2012 ሰዓት09፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 4440 47 15

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo