ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ብቤት መዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ስራሕቲ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ

1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ዝምልከት ኮይኑ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ግብሪ ዝከፈለን ክከዉን ኣለዎ

2 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቀረብቲ ምዝገባ ሰርተፊኬትን

3 ቫት ተመዝገብትን ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለር ዝገበሩን ከቅርብ ዝክእሉን

4 መለለይ ግብሪ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፣ ፈርኒቸርን በቢዘርፊ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ከ/ስ/እቶት ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ 5000ቅርሺ  ፣ ናይ ፈርኒቸር ድማ 1000 ቅርሺ በቢ ዘርፊ ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ካዓ ብጥረ ገንዘብ ናብ ባንኪ ቁፅሪ 1000276672332  ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ክሳብ 08/01/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ካዓ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕልዉ እዩ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 42 06 40/09 14 85 21 68

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo