ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ ኢንጅን ሞዴል ዝዓይነታ ሃርድ ቶፕ መኪና መለዋወጢ ዝዉዕል ዝስዕቡ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ማሕበር ባህሊ ትግራይ

1 ተወዳደርቲ2013ዓ/ም ዝተሓደሰ  ንግዲ ፍቃዶም ቲን ቁፅሮም ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም የቅርቡ፤

2 ካብ ቤት ፅሕፈትና ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ክትወስዱን እትሸጥሉ ዋጋ ብምምላእ ብዝተሸዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፌርማን ተጫረቲ ተማልኡ

 3 ካብ ዕለት 27/12/2012ዓ/ም ክሳብ 04/01/2013 ሰዓት 11:00 ጥራሕ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ የእትው፤

 4 እተቀርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫት ምዃኑ ክግለፅ ኣለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር፤

5  እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 05/01/2013 ሰዓት 3:00  ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ማባት ይከውን፤

6 ጨረታ መኸበሪ ካብ ዘቅርብዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ዝምለስ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ የትሕዙ

7  ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፤

ኣድራሻ ከባቢ ባዛር ፊት ንፊት መነን ሆቴል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo