ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ

1 ናይ ኣቅሑት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ 150 ብምኽፋል አዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ምዉሳድ ይካኣል

2 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

3 ከብ ትልምን ፋይናንስን ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ናይ መቅረባይነት ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ቫት ዝተመዝገበን ወርሓዊ ዲክለሬሽን ዘቅርብን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቲን መሉእ ዶክመንትን ብ 2ተ ፖስታ ኣሽጉ ኦርጅናልን ኮፒን መልኡ ከቅርብ ዝክእል

5 ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ መኸበሪ ብር 5000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕል ክኣስር አለዎ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ብምትሓዝ ዘትሐዝዎ መኸበሪ ጨረታ ይምለሶሎም

8 ጨረታ ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ክሳብ 06/12/2013ዓ/ም ንተካታታሊ 17 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይፀንሕ

9 ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሉ ግዜ ዕለት 06/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት

10 ጨረታ ሰነድ ዝኽፈተሉ ግዜ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይኸዉን

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 28 94 23 32 / 09 14 16 72 63

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo