ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቕሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲረ ክዕድግ ይደሊ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2012 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም፤

2 ቫት ተመዝገብቲን መቅረባይነት ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ፣

3 ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ፤

4 ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ፤

5 ናይ ወርሒ ጉንበት 2012ዓ/ም ዲክለራስዮን ከቕርብ ዝኽእል

6 ሰነድ ጨረታ ብር 50 ከፊሉ ከዕድግ ዝክእል

7 ጨረታ መክበሪ 5% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮ ንብረት 10% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

8 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 27/08/2020ኣ.ፈ (21/12/2012 ዓም) ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ 3ይ ደብሪ ብር 100 ዘይምለስ ብምኽፋል ምዉሳድ ዝክእል፤

9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/08/2020 ኣ.ፈ (28/12/2012 ዓም) ሰዓት 4:00 ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 03/08/2020 ኣ.ፈ (28/12/2012 ዓም) ሰዓት 4:30 ይክፈት።

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-405095/405069/5113 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo