ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳረሒ ዕዳጋ ማእከል ናይ ኤሌክትሪክ ኤችዲፒ ኮንዲት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ ናይ ኣቅራባይነት ሰርተፊኬት ፣ ናይ ዘቕርብዎ ሕጋዊ ደረሰኝ

2 ምስዚ ተተሓሒዙ ቀሪቡ ካብ ዘሎ መጠን ናይቲ ማተርያል በዝሒ ብ 20 ሚኢታዊት ክቅንስ ወይ ክዉስኽ ይክእል

3 እቲ ፕሮፎርማ ክሳብ 23/12/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ከቅርብ ኣለዎ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo